ኣብ እርሑቕ ፕሮጀክት ኣሎኩም?
ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ዓሌትነት ብመከላኸሊ ወይ ንቕሓት ዝዓቢ ስጉምትታት ክትሳተፉ ትደልዩ ዲኹም? ኣድልዎ ንምቅላስን « ብሓባር ምንባር » ንምድንፋዕን ፕሮጀክት ኣለኩም ድዩ?
Le Bureau de l’intégration des étrangers et de la lutte contre le racisme (ቤት ጽሕፈት ውህደት ወጻእተኛታትን ቃልሲ ኣንጻር ዓሌትነትን) ነቶም ንጸረ ዓሌትነት ዝቃለሱ ፕሮጀክትታት ክሰርሑ ዝደልዩ ሰባት ምኽሪ ይህብን ይድግፍን እዩ።
እዚ ቤት ጽሕፈት እዚ ዓመት la Semaine d’action contre le racisme (ብዝመጸ ስጉምቲ ኣንጻር ዓሌትነት) (SACR) ዝካየድ ሰሙናዊ ንጥፈታት የዳሉ።
ንዚ ሰሙን ዝኸውን ንጥፈት እውን ሓሳብ ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም።